搜索优化
English
全部
Copilot
图片
视频
地图
资讯
购物
更多
航班
旅游
酒店
搜索
笔记本
Top stories
Sports
U.S.
Local
World
Science
Technology
Entertainment
Business
More
Politics
时间不限
过去 1 小时
过去 24 小时
过去 7 天
过去 30 天
按相关度排序
按时间排序
Voice of America
12 小时
ፕረ. ትራምፕ ኣብ እታዎት ንብረት መክሲኮን ካናዳን 25% ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ካናዳን መክሲኮን ዝኣቱ ኣቑሑ 25 ሚእታዊ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣቱ ንብረት ድማ ናይ 10 ሚእታዊ ቀረጽ ካብ ሰሉስ ጀሚሩ ንክትግበር ቀዳም ...
Voice of America
1 天
ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ዳዕሽ ሶማሊያ መጥቃዕቲ ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ መሪሕነት ጥሩፍ እላማዊ ጉጅለ ዳዕሽ ጨንፈር ሶማሊያ ብነፈርቲ ዝተሓገዝን ዕላማ ፈልዩ ዝሃርምን መጥቃዕቲ ክፍጸም ኣዚዙ። ትራምፕ ዝርዝር ናይቲ ዝካየድ መጥቃዕቲ ...
Voice of America
1 天
ሓደጋ ነፋሪት ፊላደልፊያ ሸውዓት ሰባት ቀቲሉ
ዓርቢ ምሸት ካብ ማዕርፎ ነፍርቲ ፊልደልፊያ ዝነቐለት ንእሽቶ ነፋሪት ድሕሪ ምውዳቓ፡ ኣብኣ ዝነበሩ ሽዱሽተ ሰባትን ኣብ መሬት ዝጸንሐን ካልእ ሰብን ሓዊሳ ብድምሩ ንሸውዓተ ሰብ ቀቲላ። ብዘይካ እቶም ...
Voice of America
2 天
ድሕሪ መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራ ዝኸፍአ ዝተባህለ ሓደጋ ...
ድሕሪ ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ 11 መስከረም 2001፡ ኣብ ኣመሪካ ዝኸፍአ ሓደጋ ነፈርቲ ምዃኑ ዝተገልጸ ናይ ረቡዕ ምሸት ግጭት ነፈርቲ፡ ንክፍሊ መጓዓዝያ ኣየር ኣመሪካ ኣብ ሻቕሎትን ዓቢ መርመራን ...
Voice of America
3 天
ሓደጋ ነፋሪት ዲሲ ብዓይኒ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
Voice of America
2 天
VOA60 World - Rwanda-backed rebels in eastern Congo say they plan to take their fight to ...
Corneille Nangaa, one of the political leaders of the M23 rebels, said during a briefing Thursday that “we are going to fight ...
Voice of America
3 天
ሓደጋ ነፈርቲ ዋሺንግተን ዲሲ -- ዝደሓኑ ተሳፋርቲ ዘለዉ ...
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
Voice of America
3 天
'ጀበና' መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ...
“ጀበና” ዝተሰምየ ንመጻምድቲ ብመንገዲ ኢንተርነት ንምርኻብ ዝዓለመ መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ ከም ዘሎ’ዩ ሓደ ካብቶም መሰረትቲን ዋና ኣካይዲ ስራሕን ዝዀነ ሄኖክ ...
Voice of America
2 天
25 ሚእታዊት ወሰኽ ግብሪ ካናዳን መክሲኮን ምስ ዝፍጸም...
(ሸማቶ)ን ሓረስቶትን ሰለስተ ሃገራት ሰሜን ኣመሪካ፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ልዕሊ ካናዳን መክሲኮን ናይ 25 ሚእታዊት ወሰኽ ግብሪ ክግብር ድሕሪ ምእዋጁ ኣብ ተጠንቀቕ ኣለው። እዚ ዓመታዊ ...
Voice of America
7 天
ኣመሪካ ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ምጥራዝ ጀሚራ
The code has been copied to your clipboard.
Voice of America
7 天
ክልል ትግራይ - ድሕሪ መርገጺ ወታሃደራውያን ኣዘዝቲ ...
ላዕለዎት ወታሃደራውያን መኮንናትን ሓለፍቲን ጸጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓት ከም ዝድግፉን ግዚያዊ ምምሕዳር ድማ ምትዕርራይ ንኽገብርን ድሕሪ ...
Voice of America
5 天
ቅልውላው ኮንጎ -- ንተኽእሎታት ዝሰፍሐ ሰብኣዊን ...
ብጎረቤት ሃገር ሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጽ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ንዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላውን ተኽእሎታት ዞባዊ ጎንጺን ይመርሕ ኣሎ። ገስጋስ ...
当前正在显示可能无法访问的结果。
隐藏无法访问的结果
反馈