ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ካናዳን መክሲኮን ዝኣቱ ኣቑሑ 25 ሚእታዊ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣቱ ንብረት ድማ ናይ 10 ሚእታዊ ቀረጽ ካብ ሰሉስ ጀሚሩ ንክትግበር ቀዳም ...
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
ብጎረቤት ሃገር ሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጽ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ንዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላውን ተኽእሎታት ዞባዊ ጎንጺን ይመርሕ ኣሎ። ገስጋስ ...
ብሩዋንዳ ዝድገፉ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23፡ ንዓባይ ርእሰ-ከተማ ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም ሎሚ ዓርቢ፡ ካልእ ዓባይ ከተማ ንምሓዝ ይግስግሱ ምህላዎም ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ኣስፊሩ። ኣዛዚ እቲ ኣሃዱ ክሳብ ኪንሻሳ ክቕጽሉ ምዃኖም ኣብ ቀረባ እዋን ኣመልኪቱ’ዩ። እታ ካብ ማዕድናት ኮንጎ ዓቢ ረብሓን ምዝመዛን ትገብር ...
The U.S. Senate on Monday confirmed Scott Bessent to become U.S. Treasury secretary, clearing the confirmation with a 68-29 ...
The White House announced late Sunday the United States was backing off a series of retaliatory measures levied against ...
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ናይ ምልክት ቋንቋ፡ ካብ ቀረባ እዋን ሓደስቲ ተመሃሮ ብምስኣኑ፣ ኣብ ስልጠና ዕንቅፋት ምፍጣሩ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሰብ ሞያ ብወገኖም፡ ...
እቲ ንኣሽሓት ዜጋታት ብጃምላ ዝሓፈሰ መስርሕ ምእሳር ኣብ ክልል ኣምሓራ ሎሚ ሰኑይ ራብዓይ ወርሑ መሊኡ ዝበለ ዓለምለኸ ትካል ተሓላቒ መሰላት ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል፡ እቲ ስጉምቲ ብህጹጽ ደው ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብታ ቃለ-ማሕላ ዝፈጸመላ ምሸት፡ ካብ መንጎ ዘሕለፎም ሓያሎ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት፡ ኣብ ኣመሪካ ካብ 1868 ኣትሒዙ ክስርሓሉ ዝጸንሐ ምርካብ ዜግነት ኣብ ኣመሪካ ...
ንዶባት ኣመሪካ ክከታተል ብፕረዚደንት ትራምፕ ዝተመዘዘ ቶም ሆማን ሕጋዊ ወረቐት ዘይብሎምን ስግኣት ጸጥታን ዝኾኑን ሰባት ካብ ሃገር ምጥራዝ ቀዳምነት`ቲ ምምሕዳር ምዃኑ ተዛሪቡ። ብሓፈሽኡ ግን ...
ሰበ-ስልጣን ምምሕዳር ፑንትላንድ፡ ወግዓዊ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዘይብሎም ዜጋታት ካልእ ሃገራት ብዝገብሩዎ ዘለዉ ጃምላዊ ማእሰርቲ፡ ሎሚ ሓሙስ ንኣስታት 500 ኢትዮጵያውን ናብ ሃገሮም ኣፋንዮም። እቶም ኣብ ቦሳሶ ዝተባህለት ከተማ ተገፊፎም ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኣብ ዓበይቲ መካይን ተጻዒኖምን ተኣሲሮምን’ዮም ...